ክብርታትና
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ቢቢሲ ጠጠው ካብ ዝብለሎም ክብርታት ገሊኦም

ቢቢሲ ጠጠው ካብ ዝብለሎም መሰረታዊ ክብርታት ቀዳማይ ተኣማንነት እንትኸውን ፥ ግልፅነት፣ ሓቃዊነት፣ ሚዛናዊነት፣ ዘይሸራዊነት፣ ርትዓዊነትን ታሓታትነትን ገሊኦም እዮም። ገሊኦም ኣባላት ቢቢሲ ክብርታትና እንተርእዩ።

ኩሎም መደባት ቢቢሲ ድማ ሓደ ዝገብሮም ኣሃዳዊ መትከል ኣለዎም።