ዓጸባ ሮሂንጋውያን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሮሂንጋውያን ካብ ከተርቲ ንምምላጥ 'እግረይ ኣውጽእኒ' ስደት እናሃደሙ'ዮም።

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዓሌት ሮሂንጋውያን ኣብ ልዕሊኦም ዘንጸላለወ ሓደጋ ምጽናት ቀጺሉ'ሎ።

ገዛውቶም ዝተቓጸሎም፣ ወርቀን ገዲፈን ዝመጻን ነብሶም ጥራሕ ሒዞም ናብ ስደት ዘምርሑን ሮሂንጋውያን ተጓንፎታቶም ነቢቢሲ የዘንትዉ።