350 ሽሕ የመናውያን ዕሸላት ብሕጽረት ምግቢ ተሰቕዮም።
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሳላ ህጹጽ ሓገዝ፥ ሂወት ገሊኦም ህጻውንቲ ተሪፉ 'ሎ።

ዕሸላት የመን በሰንኪ ጥምየት ትምህርቶም ኣቋሪጾም ኣደዳ ሕማምን ሞትን ተሳጢሖም።

ስድርኦም ድማ ትልሓስ መግቢ ሲኢኖም ኣብ ከቢድ ቅልውላው ይርከቡ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት