ኩርዲስታውያን ካብ ዒራቕ ተፈሊዮም ናጻ ሃገር ንምምስራት ዓርሰ ውሳነ እናካየዱ'ዮም።

ኩርዲስታውያን ካብ ዒራቕ ተፈሊዮም ናጻ ሃገር ንምምስራት ዓርሰ ውሳነ እናካየዱ'ዮም።

ኣብ ዒራቕ ዝርከቡ ኩርዲስታናውያን ኣብ ዓዶም ስለዘይጠዓሞም ናይ ባዕሎም ሃገር ንምምስራት ዘኽእል መሰል ዓርሰ ውሳነ ኣብ ምክያድ ይርከቡ።

ባዕሎም ዝውንንዋ ሃገር ንኽምስርቱ ዝደለይሉ ቐንዲ ምኽንያት ድማ ይበጽሖም ብዘሎ ተደጋጋሚ ጭፍጨፋ ከምዝኾነ ይገልጹ።