ዝኽሪ 4ይ ዓመት ህልቂት ላምፔዱሳ - ብፎቶ

Image copyright ADAL NIGUSSE
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣሰታት 400 ዝኾኑ ነጋድያን ዝኽሪ ህልቂት ላምፔዱሳ፡ ካብ ማእከል እታ ከተማ ብመስርዕ ነቒሎም፡ ብኣፍደገ እታ ናብ ኣፍሪቃ ዘቕረበት እትበሃል፡ ፓርታ ዲ ኤውሮጳ እትስመ በሪ ሓሊፎም፡
Image copyright ADAL NIGUSSE
ናይ ምስሊ መግለጺ ነጋድያን ዝኽሪ ብመራክብ ተጻዒኖም ናብ ቦታ ሓደጋ ብምኻድ ዕምበባ ኣንቢሮም፡ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ከኣ ጸሎተ-ፍትሓት ኣብጺሖም።
Image copyright ADAL NIGUSSE
ናይ ምስሊ መግለጺ ነጋድያነ ዝኽሪ ላምፔዱሳ ኣብ ገዑዞ እግሪ
Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ሬሳታት እቶም ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት፡ ካብ ባሕሪ ኣፍደገ ላምፔዱሳ ዝተኣርዩ ዜጋታት
Image copyright Tullio M. Puglia
ናይ ምስሊ መግለጺ ንብዓት ዘይገልጾ ቃንዛ ህልቂት ላምፔዱሳ
Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣደታት ኣብ መሪር ሓዘን
Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ስድራ ግዳያት ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ላምፔዱሳ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ንዝሰኣኑዎም ኣሕዋቶምን ፈተውቶምን እንክዝክሩ
Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ዓለም ምሉእ ዝነብዓሉ ዘስካሕከሕ ህልቂት ላምፔዱሳ
Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ብሓይሊ ባሕሪ ጣልያን ካብ ኣፍ ሞት ዝደሓኑ ስደተኛታት
Image copyright Getty Images
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣብ ላምፐዱስያ ኣትዮም ፈላማይ ረድኤት ንምርካብ ዝጽበዩ ዝነበሩ ኤርትራውያን
Image copyright ADAL NIGUSSE
ናይ ምስሊ መግለጺ ኣዳል ንጉሰ ምስ ኣማኢት ፍቱዋቶም ዝሰኣኑን ግዱሳትን ኣብ ራብዓይ ዓመት ዝኽሪ ላምፔዱሳ

ተመሳሳሊ ዛዕባታት