ዝኽሪ 4ይ ዓመት ኣብ መድትራንያን ባሕሪ ዝጠሓሉ 368 ኤርትራውያን!
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኣብ መድትራንያን ባሕሪ ንዝጠሓሉ 368 ኤርትራውያን ዝኽሪ ተገይሩ።

ቅድሚ 4 ዓመታት ኣስታት 500 ስደተኛታት ኤርትራ ካብ ሊብያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ተበጊሶም ብመድትራንያን ባሕሪ ኣቛሪጾም ጣልያን ንኽኣትዉ ቅሩብ ምስተረፎም እታ ተሳፊሮሙላ ዝነበረት ጀልባ ጥሒላ። ካብዚኣቶም ድማ እቶም 368 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት