ቅድሚ 25 ዓመት ኣብ ባርሴሎና መዳልያ ወርቂ ዝዓተረት ኣትሌት ደራርቱ ትሉ ጽምብል መበል 25 ዓመት ዓወታ ኣኽቢራ።
ደራርቱ ትሉ ብህዝቢ ኢትዮጵያ ዝተፈትወትን ኣብ ማሕበረሰባ ጽኡቕ ተቐባልነትን ዘለዋ ኣትሌት'ያ።