ኣብ ዓለም ካልኣይ ዝዓበየ 'ሻርክ'
ኣብ ዓለም ካልኣይ ዝዓበየ 'ሻርክ'
በብሰዓቱ ብመንገብገቦም ኣቢሎም ክንዲ ናይ ኦሎምፒክ መሐምበሲ ማይ ዝኣክል ዓቐን ማይ ክቐዝፉ ይኽእሉ ሻርክታት ዓለም። ኣሕምልትን ቆጽላመጽልን ዝምገቡ ዘይጓድኡ ፍጥረታት እዮም።