በሰላ መስትያት ስቓይ ዶስ መዘከርታ ህይወት?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

በሰላ መስትያት ስቓይ ዶስ መዘከርታ ህይወት?

ደቂ ሰባት ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታቶም ዝተፈላለዩ ጽቡቕን ሕማቕን ተጓንፎታት የጋጥሞም። ንኣብነት ዕድመ ልክዖም ክርስዕዎ ዘይኽእሉ ስምብራት ዝገድፈሎም በሰላ'ዩ። ኣካላዊ በሰላ ዘለዎም ሰባት ንገሊኦም የሐጉሶም ንገሊኦም ድማ የጉህዮም።