ብኢዱ ዝኸይድ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ!

ብኢዱ ዝኸይድ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ!

"ኣይክእሎን እየ ምባል ዘይምድላይ እዩ። ድልየት እንተሎ ብሰማይ መገዲ ኣሎ። ኣብ ዝደለኻዮ ንምብፃሕ ፃዕሪ ወሳኒ እዩ" ኢሉ ምስ ዝኣምን መንእሰይ ተላለዩ። ብኢዱ እናኸደ ዘይሰርሖ ተኣምር የለን። እዚ ርኢኹም ምድማምኩም ኣይክተርፍን። ድሕሪ እዚ ርኢቶኹም ኣካፍሉና።