ኩነታት ተመዛበልቲ ክልል ኦሮምያ ኣብ ባቱ እንታይ ይመስል?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኩነታት ተመዛበልቲ ክልል ኦሮምያ ኣብ ባቱ እንታይ ይመስል?

ብሰንኪ'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጥም ዝነበረ ሓድሕዳዊ ጎንጽን ቅልውላው ፖለቲካን ብኣሚኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም'ዮም። ንምዃኑ ካብ ክልል ሶማሊ ኢትዮጵያ ዝተመዛበሉ ተወለድቲ ኦሮም ኣብ ምንታይ ኩነታት ይርከቡ?