'መደንዘዚ ገይሮም እግረይ ቆሪጾሙኒ'

'መደንዘዚ ገይሮም እግረይ ቆሪጾሙኒ'

ከፍያለው ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ምስ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንጺ ክልተ እግሩ ከምዝሰኣነን መጠን ኣልቦ ስቅያት ከምዘሕለፈን ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለ ምልልስ ገሊጹ። 'ፖለቲካ ይቕረታ ምግባር እዩ' ዝብል ከፍያለው ነቶም ከምኡ ዝገበርዎ ሰባት ሕነ ክፈዲ ከምዘይደሊ ይገልጽ።