"ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ነበግስ ኣለና" ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ልኡኽ ኤርትራ ድሕሪ 20 ዓመት!

ፕሬዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ 20 ሰነ ኣብ መዓልቲ ዝኽሪ ሰማእታት ተረኺቡ ኣብ ዘስምዖ መደረ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቐረበሉ ናይ ሰላም ጻዊዒት ከምዝተቐበሎን ኣብ ቀረባ እዋን ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበገሱን ሓቢሩ።