ደጊመ እንተዝፍጠር ጸላም ክኸውን ምተመነኹ

ደጊመ እንተዝፍጠር ጸላም ክኸውን ምተመነኹ

ሕብሪ ቆርበታ ኣዝዩ ውጹእ ካብ ምዃኑ ዝተልዓለ ፍሉይ ጽባቐ ፈጢሩላ እዩ። ሞዴል ስነ ጽባቐ ኮይና ድማ ትካላት ዓለባ ተላሊ።