ታሪኻዊት ምሸት
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ታሪኻዊት ምሸት

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ኣስመራ ኣብ ዝገበሮ ወግዓዊ ምብጻሕ ክልቲኡ ህዝብታት መንደቕ ጽልእን ኵናትን ኣፍሪሱ ውሕስ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክፍጠር ጻዊዒት ኣቕሪቡ። ፕሬዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብግድኡ እቲ ን25 ዓመታት ዝተኸሰረ ብዋጋ ዝክላዕ ከምዘይኮነ ሓቢሩ።