"እቲ ዝመፀ ለውጢ ናትና ግደ ኣለዎ"
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ዴምህት ቃልሱ ብሰለማዊ መንገዲ ከምዝቕጽል ኣፍሊጡ

ኣቦመንበር ዲሞክራስያዊ ምነቅስቓስ ትግራይ- ዴምህት- ኣይተ መኮነን ተስፋይ ብዛዕባ ውድቡ ከካይዶ ዝፀንሐ ቃልስን፡ ንቕድሚት ብኸመይ ክቕፅልዎ ከምዝሓሰቡን ንቢቢሲ ይዛረብ።