ሰራሕተኛታት ዓለባ ኢትዮጵያ ንምንታይ ትሑት መሃያ ይኽፈሎም?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሰራሕተኛታት ዓለባ ኢትዮጵያ፡ ንምንታይ ትሑት መሃያ ይኽፈሎም?

ሰራሕተኛታት ፋብሪካ ዓለባ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዓለም እቶም ኣዝዩ ውሑድ መሃያ ዝኽፈሎም ከምዝኾኑ መረዳእታታት ይሕብሩ። ሰራሕተኛታት ባንግላድሽ ዕጽፊ ከም ዝኽፈሎም ይግለጽ። እቶም ሰራሕተኛታት ኣብ ወርሒ 26 ዶላር ይኽፈሎም።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት