"ብበዝሒ ዝሰኣልክዎ ንተጋዳላይ ሓየሎም ኣርኣያ እዩ"
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

"ብበዝሒ ዝሰኣልክዎ ንተጋዳላይ ሓየሎም ኣርኣያ እዩ"

ተኸስተ ካሕሳይ ኣብ ከተማ መቐለ ብብርዒ ፍሉጣት ሰባት ብምስኣል ይፍለጥ። ንተጋዳላይ ሓየሎም ኣርኣያ 13 ግዜ ከምዝሰኣሎ ዝገልጽ ተኸስተ ምስኣል ውሽጣዊ ድልየቱ ከምዝኾነ ይገልጽ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት