ሀይቲ፡ ሰብ ሞያ መድሕን ህይወት ግዳያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ንምድሓን ይረባረቡ

ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መርየት ምኽንያት ልዕሊ 1200 ሰባት ከምዝሞቱ ዝተገለጸ ኮይኑ፡ ሰብ ሞያ መድሕን ህይወት ኣብ ፍራስራስ ገዛውቲ ተቐርቂሮም ንዘለዉ ዜጋታት ንምድሓን ይረባረቡ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።