ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ቤት ማእሰርቲ ኢራን ተቓሊዑ

ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ቤት ማእሰርቲ ኢራን ተቓሊዑ

ኣብ ኢራን ኤቫን ዝተብሃለ ሓደ ቤት ማእሰርቲ እሱራት ብሓለውቲ እቲ ቤት ማእሰርቲ እንዳተጋፍዑ ዘርኢ ቪድዮ ናብ ማሕበራዊ መራኸብታት ወጺኡ። እቲ ቪድዮ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ንሕለቕ ኢና ብዝብሉ ሰርሰርቲ’ዩ ተቓሊዑ።