'ጻዕራምን ምልክዕትን እስላማዊት ሃገር ክትህልወና ኢና እንደሊ' ማሕቡባ
'ጻዕራምን ምልክዕትን እስላማዊት ሃገር ክትህልወና ኢና እንደሊ' ማሕቡባ
ኣፍጋናዊት ማሕቡባ ስራጅ ድሕሪ ናይ 26 ዓመታት ጻኒሒታ ካብ ኣመሪካ ናብ ሃገራ ኣፍጋኒስታን ኣትያ ብዛዕባ መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝሕለቑ ትካላት ኣጣይሻ። ኣፍጋኒስታን ካብቲ ሕጂ ዘላቶ ኩነታት ክተመሓይሽ እንተዘይክኢላ ግን ክትጠፍእ እያ ዝብል ሻቕሎት ኣለዋ።