ዶብ-ኣልቦ ሓካይም ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ቅትለት ሰራሕተኛታቱ ብፍላጥ ዝተገብረ ምዃኑ ይገልጽ
ዶብ-ኣልቦ ሓካይም ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ቅትለት ሰራሕተኛታቱ ብፍላጥ ዝተገብረ ምዃኑ ይገልጽ
ሰራሕተኛታት ዶብ ኣልቦ ሓካይም ዝኾኑ የውሃንስ ሓለፎም፣ ቴድሮስ ገብረማርያምን ማርያ ሀርናንደዝን ኣብ ትግራይ ከባቢ ዓብይ ዓዲ ካብ ዝቕተሉ 6 ኣዋርሕ’ኳ እንተቑጸሩ ዛጊድ መንን ስለምንታይን ከምዝተቐተሉ ንጹር ሓበሬታ ከምዘይተረኸበ ፕረዚደንት እቲ ገባሪ ሰናይ ትካል ፓውላ ጅል ኣፍሊጣ።