ደሃይ 1፡ ኣብ ጀርመን መንበሪ ንምርካብ 5 ሃገራት ዘቋረፀ ኤርትራዊ ስደተኛ
ደሃይ 1፡ ኣብ ጀርመን መንበሪ ንምርካብ 5 ሃገራት ዘቋረፀ ኤርትራዊ ስደተኛ
ሽሻይ ተስፋኣለም፥ ካብ ኤርትራ ብስግረ ዶብ ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ መዓስከር ዓዲ ሓርሽ ኣትዩ።
ብድሕሪ እዚ 5 ሃገራት ብምቁራፅ ናብ ጀርመን ኣትዩ።
ደሃይ፡ ዛንታታት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ካብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ዓለም ዝቐርበሉ፥ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ናባኹም ዝቐርብ ማህደር እዩ።
ካብ ዘለኹሞ ዛንታታትኩም ኣካፍሉና።