መመረቒ ፅሑፍኩም ኣሕሊፍኩም ንዘይምሃብ ህይወትኩም ምገበርኩም'ዶ?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኣብ ኢድ ዝተዓጠቑ ጒሒላታት ዝወደቐት ደቡብ ኣፍሪካዊት ተምሃሪት መመረቒ ፅሑፋ ንዘይምስኣን ተቓሊሳ።

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብካሜራ ሓለዋ ዝተቐረፀ ምስሊ ሓንቲ ተምሃሪት መመረቒ ፅሑፋ ዝሓዘ ቦርስኣ ንዘይምሃብ ምስ ጒሒላታት ዝገበረቶ ቃልሲ የርእይ። ቦርስኣ ብሕታዊ ቅዳሕ ፅሑፋ ዝሓዘ ሃርድ ድራይቭ ነይርዎ።

ምስሊ ብቢሮ ምርመራ ደቡብ ኣፍሪካ

ተመሳሳሊ ዛዕባታት