ኣብ ሴራሊዮን፡ አእዳው ሓፍተይ ወዲቑ ረኺበዮ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ምህማም መሬት ሴራልዮን ከቢድ ሓደጋ ኣስዒቡ።

ቅድሚ ወርሒ ኣብ ሴራሊዮን ዘጋጠመ ምህማም መሬትን ከቢድ ውሕጀን ንርእሰ ከተምኣ ብኸቢድ ሃስዩ። ሸሞንተ ኣባላት ስድርኡ ዝሰኣነ ቶማስ ቃሉ ንቢቢሲ እንትህብ ነቲ ዘሕዝን ኩነታት ገሊፁ።