ሰሜን ኮርያ ብዘካደቶ ተደጋጋሚ ፈተነ ሚሳይል ወጥሪ ዛይዱ'ሎ።

ሰሜን ኮርያ ክሊ ኣየር ጃፓን ጢሒሳ ካልኣይ ፈተነ ሚሳይል ኣካይዳ’ላ። እዚ ድማ ኣብቲ ዞባ ኵናት ከልዕል ከምዝኽእል እናተኣመተ’ዩ።

ዓለም ለኸ ሕጊ ምስዘይተኽብር ሃገር ዝግበር ኵናት እንታይ ዓይነት መልክዕ ክህልዎ ከምዝኽእል 2 ተንተንቲ ን ቢቢሲ ሓሳባቶም ኣካፊሎም።