መዓልታዊ 2 ኪ.ሜ ክትሕምብሱ ዶ ምኽኣልኩም?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

መዓልታዊ 2 ኪ.ሜ ሓምቢሱ ናብ ስርሑ ዝኸይድ ጀርመናዊ

ዴቪድ መዓልታዊ ዝጓዓዘሉ ሩባ ኢሳር ቅድሚ 100 ዓመታት ካብ ቬና ናብ ሮማ ከም ቀንዲ መጓዓዓዝያ መንገዲ ኮይኑ የገልግል ነይሩ።

ቀጻሊ ካልኦት ሰባት በዚ ሩባ ኣቢሎም ሓምቢሶም ዝኸዱ ሰባት ክህልዉ ይኽእሉ'ዮም።