''ሓሳብ ብነፃነት ዝግለፀሉ መድረኽ ክትኮኑ ተስፋ ንገብር''
''ሓሳብ ብነፃነት ዝግለፀሉ መድረኽ ክትኮኑ ተስፋ ንገብር''
ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብፍላይ ድማ ኣብ መረባ ፊስቡክ ካብ መንጎ ዝነጥፉ መናእሰይ፣ ቢቢሲ ትግርኛ ምጅማሩ ከምዘሐጎሶምን ድምፂ ህዝቢ ከምዝኸውንን ኣተስፍዮም።
ጽጹይን እዋናውን ሓበሬታ ድማ ይፅበዩ።