ትራምፕ ኣብ ውሽጢ አፍሪካ ሓዳሽ ሃገር ሰምዮም!
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ትራምፕ ኣብ ውሽጢ አፍሪካ ሓዳሽ ሃገር ፈጢሮም!

ኣብ ኒውዮርክ ከተማ ይካየድ ኣብ ዝቐነየ ጉባኤ ውድብ ሑቡራት መንግስታት፥ መራሕቲ ኣፍሪካ ፈልዮም ዘነጋገሩ ፕረዚድንት ትራምፕ፥ መራሒ 'ናምብያ' ክብሉ ተሰሚዖም። ኣዘራራቢ ዛዕባ ኾይኑ ድማ ቐንዩ።