''ብሰንኪ ዕግርግር ኢሬቻ ዝፈትዋ ሰበይተይ ሲኢነ'' ግዳይ ህውከት ዝሓለፈ ዓመት ኢሬቻ

''ብሰንኪ ዕግርግር ኢሬቻ ዝፈትዋ ሰበይተይ ሲኢነ'' ግዳይ ህውከት ዝሓለፈ ዓመት ኢሬቻ

ኣብዲሳ ቦረና ምስ ነብሰ ጹር ሰበይቱ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት በዓል ኢሬቻ ከኽብር ምስ ከደ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጽቕቕጥን ምድፋእን ዝፈትዋ ሰበይቱ ሲኢኑ።

መንግስቲ ሽዑ ዕላዊ ዝገበሮ መረዳእታ ከምዝሕብሮ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ዕግርግር ልዕሊ 50 ሰባት ሞይቶም'ዮም።