መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ላስቬጋስ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኣብ ምርኢት ሙዚቃ ላስቬጋስ፡ ብውልቀ ሰብ ዝተኸፈተ ተኹሲ 50 ሰባት ተቐቲሎም

በዚ መጥቃዕቲ 50 ሰባት እንትሞቱ፡ 406 ድማ ቆሲሎም። እዚ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ኣብ እኩብ ህዝቢ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕትታት እቲ ዝኸፍአ እዩ።