ኣብ ሃዋህው ኲናት ኮይና ትደርፍ ሶርያዊት ሰገን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኣብ ዝፈረሱ ህንፃታት ደርፊ ትለማመድ።

ጓል 11 ዓመት ስናያ ሃላክ፡ ተቓወምቲ ኣብ ዝተቖፃፀርዋ ኣብ ሰሜናዊ ሶርያ ትርከብ ኣትራብ ትበሃል ከባቢ ትነብር። ምድራፋ፡ ንሃገራ ኣብ ምዕናው ንዝርከብ

ኲናት የረስዓ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት