ሕፅይቲ ንምርካብ ምስ ብዕራይ ምተቓለስኩም ዶ? እዚ ወዲ ግና ተቓሊሱ ኣሎ።
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ደቂ ተባዕትዮ ማዳጋስካር ጅግንነቶም ንምምስካር ዝከኣሎም ኩሉ ይገብሩ።

ኣብ እምባታት ማዳጋስካር፡ ሕፅይቲ ምርካብ ከቢድ እዩ። ንዘመናት ኣብ ከባቢ ቤስቲልዮ ዝርከቡ ሰባት፡ኣብ ልቢ ናይ መፃኢ ኣፍቃሪቶም ንምእታው፡ ምስ ኣብዑር ክቃለሱ ግድን እዩ።