ኣውቶብሳት ኬንያ እተፀባብቕ ብሕታዊት ጓል-ኣንስተይቲ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሳራ፡ ማታቱ ዝበሃላ ማእከሎት ኣውቶብሳት ብቅብኣ እተፀባብቕ መንእሰይ

ኣብ ርእሰ ከተማ ኬንያ- ናይሮቢ፡ ውቁባት ማእከሎት ኣውቶብሳት ምርኣይ ልሙድ እዩ። ሳራ ከኣ ኣብ ምፅብባቕ እተን ኣውቶብሳት ዝወፈረት ብሕታዊት ጓል-ኣንስተይቲ'ያ።