ንዓኹም ንፉዕ ሓለቓ ከመይ ዝበለ እዩ?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ንዓኹም ንፉዕ ሓለቓ ከመይ ዝበለ እዩ?

ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብዚ ሰሙን፡ 'መዓልቲ ሓለቓ' ኣኽቢረን። ስለዝኾነ ድማ፡ ረቛሕታት ንፉዕ ሓለቓ እንታይ ከምዝኾኑ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሰባት ሓቲትና ኣለና። ተሳተፉ- ናታትኩም ሓሳብ እውን ክንሰምዕ ንደሊ ።