"ኣብ ዓዲ ኮንኩ ኣብ ስደት ዓዲ ዓረብ ንዓይ ኩሉ ሓደ እዩ "
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ደሃይ 6፡ "ኣብ ዓዲ ኮንኩ ኣብ ስደት ዓዲ-ዓረብ ንዓይ ኩሉ ሓደ እዩ "

ፋና ጉዕዞ ስደት ሰለስተ ሃገራት ዓረብ ርእያ እያ። ኣብ ዓዲ-ዓረብ፡ እናሰርሐት፡ ካብ ወርሓዊ መሃይኣ ቀኒሳ መፅሓፍቲ ገዚኣ፡ ናብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ብምርካት ትፍለጥ። እነሆ ደሃይ ኢትዮጵያዊት ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ።