ነቲ ሓደገኛ እሳተ ጎመራ ዝሕልዎ ኣነ እየ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ንግዚኡ ሃዲኡ ዝርከብ እሳተ ጎመራ ኒየራጎንጎ፡ ኣብ 2002 ገንፊሉ ንከተማ ጎማ ኣዕኒዋ እዩ።

እሳተ ጎመራ ኒያራጎንጎ ኣብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ሃገራዊ ፓርክ ቪሩንጋ ይርከብ። ሲሊስቲን ማሂንዳ ምስ ካልኦት ተመራመርቲ ኮይኖም እናተኸታተልዎ እዮም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ንጥፈቱ ዝነከየ ስለዝኾነ፡ ቁፅሪ ዑደተኛታት እናወሰኸ እዩ።