ቀዳመይቲ ህንዳዊት ተወዳደሪት ዘመናዊ ቅልስ (ረስሊንግ)
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ካቪታ ዴቪ፡ ህንዳዊት ተወዳደሪት ዘመናዊ ቅልስ

ኣብ ዓለም ለኻዊ ውድድር ቅልስ (ረስሊንግ)፡ ንፈለማ እዋን ዝተሳተፈት ህንዳዊት፡ ሕልማ ንኸተዐውት ትገብሮ ኣብ ዝነበረት ፃዕሪ ካብ ስድርኣ ዝገጠማ ፈተና ከምዝነበረ ትገልፅ።