ኣብ ሓደጋ ንዝርከቡ ኣፍሪካውያን እንስሳት ዘገዳም ንምድሓን ዝተወጥነ ስራሕ

ኣብ ስራሕ ዝወዓላ ካሜራ ዝተገጠመለን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፡ ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ እንስሳት ካብ ዘይሕጋውያን ሃደንቲ ከውሕሳ እምነት ተገይሩ'ሎ።