ከንቲባ ከተማ ኒውዮርክ ብዛዕባ ኣብ ከተምኦም ዝተፀመ መጥቃዕቲ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ከንቲባ ከተማ ኒውዮርክ ብዛዕባ ኣብ ከተምኦም ዝተፀመ መጥቃዕቲ ይዛረቡ

ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሸሞንተ ሰባት ሞይቶም። ነቲ ብመኪና ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ "ናይ ፈራሓት በትሪ" ክብሉ፡ ከንቲባ ከተማ ኒው ዮርክ ገሊፆምዎ።