ደይር ኣል-ዞር፡ ኣይ ኤስ ዝቃበፀላ ቦት'ዶ ትኸውን?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ደይር ኣል-ዞር፡ ኣይ ኤስ ዝቃበፀላ ቦታ'ዶ ትኸውን?

ሰለስተ ሓይልታት (ብኣሜሪካ ዝድገፍ ዴሞክራሲያዊ ሓይሊ ሶርያ፣ ወተሃደራት መንግስትን ዕጡቓት ኣይኤስን) ኣብ ከቢድ ምፍጣጥ ይርከቡ። ኣብ ሞንጎ ዝተሃሰዩ ንፁሃን ዜጋታት ድማ ንሞት ክምነዩ ይስምዑ።