ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ለንደን
ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ለንደን
መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ሃይማኖት ዝገብሮ ዘሎ ምእትእትታው ደው ከብሎ፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ዘለዉ መራሕቲ ሃይማኖታት ክፍትሑን መሰል ዜጋታት ክኽበርን ጻውዒቶም ኣቃሊሖም።