ንኩሎም ፕረዚደንታት ኣሜሪካ ኣዝየ’የ ዝፀልኦም- ቁጠዐ ደቡብ ኮርያውያን ኣብ ልዕሊ ትራምፕ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ቁጠዐ ደቡብ ኮርያውያን ኣብ ልዕሊ ትራምፕ

ሰሜን ኮርያ፡ ፕረዚደንት ትራምፕ፡ ኣብ ደቡብ ኮርያ ዑደት ኣብ ዝገብርሉ እዋን'ውን፡ ተደጋጋሚ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳይል ቀፂላትሉ ትርከብ።

ደቡብ ኮርያውያን ናዕበኛታት ነበርቲ ሓደ ከባቢ ድማ፡ ንቴክኖሎጂ ፀረ-ሚሳይል ኣሜሪካ እናተቓወሙ እዮም።