ቪክቶር ሞሰስ- ቸልሲን ናይጀርያን
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ቪክቶር ሞሰስ- ቸልሲን ናይጀርያን

ብቢቢሲ ናይ 2017 ብሉጻት ተጻወቲ ኣፍሪቃ ተባሂሎም ካብ ዝተሓረዩ 5 ጠፋወቲ መንጎ ምስ ዝኾነ ተጻዋታይ ጋንታ ቸልሲ ናይጀርያዊ ቪክቶር ሞሰስ ክነላልየኹም።

ናትኩም ብሉጽ ተጻዋታይ ንምምራጽ ኣብዚ ፈለግ African Footballer of the Year contenders ተጠቐሙ!