ሮበርት ሙጋቤ መን እዮም? ወያናይ ጅግና ወይስ ግዕዙይ መላኺ?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ሮበርት ሙጋቤ መን እዮም? ጅግና'ዶ ድኹም መላኺ?

ፕረዚደንት ዙምባብዌ ሮበርት ሙጋቤ፡ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት እታ ሃገር እዮም ዝርከቡ። ንዓሰርተታት ዓመታት መፃኢ ዕድል እታ ሃገር ዝቐረፁ መራሒ እዮም። ይኹን እምበር ደገፍቶምን ተቓወምቶምን ብፖለቲካዊ ምሕደርኦም ኣብ ክልተ ዝተኸፈሉ እዮም።