ዘተባብዕ ውጺኢት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ቱር ደ ሩዋንዳ

ንዳይመንሻን ዳታ ዝጻወት ተቐዳዳማይ ብሽከለታ ኤርትራዊ እዮብ መትከል ኣብ ቅድድም ቱር ሩዋንዳ ሓፈሻዊ ውጽኢት ካልኣይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት