ንፕረዚደንት ሙጋቤ ዝተክኡ፡ ናይ ዚምባብዌ “ሓርገፅ” ኢመርሰን ምናንጋግዋ መን እዮም?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ንፕረዚደንት ሙጋቤ ዝተክኡ፡ ናይ ዚምባብዌ “ሓርገፅ” ኢመርሰን ምናንጋግዋ መን እዮም?

“ሓርገፅ” እናተብሃሉ ዝፍለጡ ኢመርሰን ምናንጋግዋ፡ እታ ሃገር ነፃነታ ክትረክብ ካብ ምቅላስ ሓሊፎም፡ ካብ ጎኒ ሮበርት ሙጋቤ ኣይተፈለዩን። ኣብ ገዛኢ መንግስቲ እታ ሃገር ኮይኖም፡ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባራት እውን ፈፂሞም እዮም። ግና ብዛዕባ እዞም ሓድሽ ፕረዚደንት ዚምባብዌ እንታይ ንፈልጥ?

ተመሳሳሊ ዛዕባታት