ብሮዛ ሕብሪ ክዳን ማዕሪገን ብዛዕባ ምውንጫፍ ባላስቲክ ሚሳይል ሰሜን ኮርያ ዜና ዘቕርባ ወይዘሮ መን እየን?
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ብሮዛ ሕብሪ ክዳን ማዕሪገን ብዛዕባ ምውንጫፍ ባላስቲክ ሚሳይል ሰሜን ኮርያ ዜና ዘቕርባ ወይዘሮ መን እየን?

እዘን ወይዘሮ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ሃገራዊ ቴሊቬዥን እታ ሃገር ዜና መንበቢት ኮይነን ሰሪሐን እየን። ኩሉ ግዜ ሮዛ ሕብሪ ክዳን ማዕሪገን ብዛዕባ ምውንጫፍ ባላስቲክ ሚሳይል ሰሜን ኮርያ ዜና ብምቕራብ ብዙሓት ይፈልጥወን።