እስከ ነዞም ሰብ-ሰርሖ ክንፊ ለቢሶም ብሰማይ ነፊሮም ናብ ነፋሪት ዝኣትዉ ደፋራት ሰባት ረኣይዎም
ትጥቀምሉ ዘለኹም መሳርሒ ኣይተቐበሎን።

ብሰማይ ነፊሮም ናብ ነፋሪት ዝኣትዉ ደፋራት ሰባት ረኣይዎም

ክልተ ብሰማይ ዝነፍሩ ፈረንሳውያን በቲ ኣብቲ ዝነውሐ እምባታት ኣልፕስ፡ ብሰማየ ሰማያት ነፊሮም ናብ ነፋሪት ይኣትዉ። እዞም፡ ፍረድ ፉጀንን ረፈት ቪንቸን ዝበሃሉ ፈረንሳውያን ነዚ ንምዕዋት ልዕሊ 100 ግዜ ተለማሚዶም እዮም።

ተመሳሳሊ ዛዕባታት