ኣብ መሬት ስዑዲ ዓረብ እንታይ ይካየድ ኣሎ?

ንልምዳዊ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ዝሰበረ ሓድሽ ልዑል ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ናብ ወሳኒ ስልጣን ካብ ዝድይብ፡ ኣብታ ሃገርን ኣብቲ ዞባን ውጥረት ሰፊኑ ኣሎ።